ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ጂቡታዊ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን እቲ ሕብረት ገይሩ መሪጹ። ነዚ መዝነት ሒዙ ዝነበረ ጫዳዊ ሙሳ ፋኪ ...
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝወሰዱዎ ውሳነን ብኽልቲኡ ወገን ክህሉዎ ዝኽእል ረብሓታትን ስክፍታትን ንኸፋሉና ክልተ ክኢልታት ሕጊ ኢና ኣዘራሪብና። ኣጋይሽና ዓወት ልጃለም ካብ መቐለ፡ ኢሳያስ ...
ኣብ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሮም ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ፈላማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ...
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንመምርሒታትን ኣገባባትን እቲ ቦርድ ኣይተኸተለን ብምባል ንሰለስተ ኣዋርሕ ድሕሪ ዘንበሮ ክልከላ፡ ቤት ጽሕፈት ህወሓት ሎሚ ምላሽ ...
(ኔቶ) ሓዊሱ ንኣስታት 50 ሃገራት መሓዙት ዩክሬን መደረ ዘስምዐ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት፡ ቀዳምነታት ሃገራቱ ኣነጺሩ ኣሎ። ንመደረ እቲ ሚኒስተር ስዒቡ ድማ እቲ ኪዳን ደጊሙ ምስ ...
President Donald Trump on Thursday signed a memorandum calling for reciprocal tariffs on America’s trading partners. “If you ...
ላዕለዋይ መሪሕነት ጸረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሰባስቲያን ጎርካ፡ ካብ ጥሩፋት እስላማዊ ጉጅለታት ዝብገስ ዘሎ ዓለምለኸ ስግኣታት ምውሳኹ ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ ዳይረክተር ኣብ ኣሃዱ ጸረ-ግብረ ሽበራ ...
(ህወሓት) ብመምርሒታትን ኣዋጃትን እቲ ቦርድ ክኸይድ ኣቕሪበሉ ድሕሪ ዝበሎ ተደጋጋሚ መጠንቀቕታ ኣይተግበረን ስለ ዝበለ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኸይድ ክልከላ ከም ዘንበረሉ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ጎንጂ 13 መማህራን ቀዳማይ ቤ/ትምህርቲ ኮሬ ብዕጡቃት ፋኖ ከምዝተጨወዩ ስድራቤቶም ገሊጾም። ብሰንኪ ንደሕንነቶም ምስጋእ ስሞም ክዕቐበሎም ዝሓተቱ ምንጭታት መስርሕ ትምህርቲ ...
ሩስያ ዝተኰሰቶ ቦምባታት ድሮን፡ ንመመንጨዊ ኒኵለራዊ ጸዓት ቸርኖቪል ሃሩሙ፡ ንብዙሕ ክፋል ትሕተ-ቅርጺ እቲ መመንጨዊ ጸዓት ከም ዘዕነወ ሮይተርስ ሓቢሩ። እንተዀነ ድሕሪ’ቲ መጥቃዕቲ ጨረርታ ከም ...
(ህወሓት) ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ድሕሪ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ሽምግልና፡ ክልተኦም ኣካላት “መምርሒ ስነ-ምግባር” ከም ዘፈርሙ መራሕቲ ሃይማኖት ክልል ትግራይ ሎሚ ዓርቢ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም። እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ሎሚ ወግዓዊ ከም ዝገበሩዎ፡ ኣብቲ ብፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ናይ ፀዓትን ናይ ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም። እንተኾነ ግን እዚ ናይ ህንዲ ረብሓ ትራምፕ ኣብ ናይ ንግዲ መሻርኽቲ ብዘንበሩዎ ቐረፅ ዝትንከፍ ይመስል። ህንዲ ድማ ነዚ ክትወግዶ ትጽዕር'ላ። ቀዳማይ ሚንስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ...
当前正在显示可能无法访问的结果。
隐藏无法访问的结果