(ህወሓት) ብመምርሒታትን ኣዋጃትን እቲ ቦርድ ክኸይድ ኣቕሪበሉ ድሕሪ ዝበሎ ተደጋጋሚ መጠንቀቕታ ኣይተግበረን ስለ ዝበለ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኸይድ ክልከላ ከም ዘንበረሉ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ...
U.S. President Donald Trump on Wednesday said he and Russian President Vladimir Putin have agreed to begin negotiations on ...
ንምቍራጽ ተጻብኦታት ቓዛ ከይዕንቅፍ ተሰጊኡ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓማስ ከም መደቡ ሰለስተ ካብቶም ጂሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ዜጋታት እስራኤል ክለቅቕ ምዃኑ ሎሚ ሓሙስ ኣፍሊጡ። ሓማስ፡ “እስራኤል መብጽዓኣ ...
ኣብ ሙኒክ ጀርመን፡ ሓደ መራሕ መኪና ናብ እኩባት ሰባት ብናህሪ ብምዝዋር ብውሑዱ 20 ሰባት ኣቝሲሉ ኣሎ--ከም ሓበሬታ ሮይተርስ። ከተማ ሙኒክ ጽባሕ ዓርቢ ንፕረዚደንት ዩክሬን ቮልድይመር ዘለንስኪን ...
Thousands of Nigerians who fled to Chad to escape jihadist violence in Nigeria’s northeast have returned after more than a decade. Around 3,600 refugees arrived in Maiduguri, the regional capital of ...
(ኔቶ) ሓዊሱ ንኣስታት 50 ሃገራት መሓዙት ዩክሬን መደረ ዘስምዐ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት፡ ቀዳምነታት ሃገራቱ ኣነጺሩ ኣሎ። ንመደረ እቲ ሚኒስተር ስዒቡ ድማ እቲ ኪዳን ደጊሙ ምስ ነብሱ ክሓሰብ ማዕጾ ከፊቱ ኣሎ። ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ኣብ መደረኡ፡ ሃገሩ ሓያሎ ንጸጥታኣ ዘሻቕሉ ...
ኣመሪካ ኣብ መጀመርያ’ዚ ወርሒ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶማልያ ዝመደበሩ ዳዒሽ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ ንመራሒ’ቲ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣሕመድ መላይኒን ምቕታላ ሰብ-መዚ ፑንትላንድ ሓቢሮም። ምስ ድምጺ ...
((WFP)፡ ኣቐድም ኣቢሉ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ’ውን ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ክከታተሎ ኣመልኪቱሉ ነይሩ’ዩ። እንተዀነ ናይቲ ከባቢ ኣተሓባብሪ ውድብ ህወሓት፡ “ብሰናይ ድሌቶም ዘዋጽኡዎ እምበር ...
ቀዳም 14 ለካቲት 2025 ንዝጅምር መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ረቡዕ ንፈጸምቲ ኣባላት እቲ ሕብረት መደረ ዘስምዐ ኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃማት፡ “ኣብ ሱዳንን ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ...
American teacher Marc Fogel was freed by Russia where he had been detained since August 2021 for bringing medically ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኲናት ንምዕራፍ ሎሚ ረቡዕ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣካፊሎም። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果